ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ሰላም 2019 ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ አዲስ አበባ
Your browser doesn’t support HTML5
ነበርቲ ከተማ አዲስ አበባ ሎሚ ሓሙስ ንተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ሰላም 2019 ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ናብ ጎደናታት’ታ ከተማ ብምውጻእ ተቐቢሎሞም።
Your browser doesn’t support HTML5