ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ሰራዊትን ኣመራርሓን ኦነግ- ኢትዮጵያ
Your browser doesn’t support HTML5
ንዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ከካይድ ዝጸንሓ ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ብቐዳም ሰራዊቱ ከተማ መቐለን ኣብ ዝኣተወሉ ከምኡ'ውን ኣመራርሓ'ቲ ግንባር አዲስ አበባ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ድሙቕ ኣቀባብላ ከምተገብረሉ ተፈሊጡ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5