ቪድዮ ስነ ስርዓት ምረቓ ‘’ኣብራኽ’’ ዘርእስታ ሓዳሽ መፅሓፍ ነሓሰ 28, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 "ኣብራክ’’ ዘርእስታ ብኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ዝተፅሓፈት ናይ ኣምሓርኛ መፅሓፍ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት 20 ነሓሰ 2010 ዓ.ም ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ሃዋርድ ዩኒቨርስቲ ተመሪቓ’ላ።