ስነ ስርዓት ምምራቕ መጽሓፍ 'ሜላት' - ብታደሰ ዑቕባዝጊ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ስነ-ጥበባዊ ታደሰ ዑቕባዝጊ `ሜላት` ዘርእስታ ፈላመይቲ መጽሓፉ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ዋሺንግተን ኣመሪቑ።ኣብ`ቲ ናይ ዋሺንግተን ዲሲ ምርቓ ብዝሕ ዝበለ ህዝቢ ዝተረኽበ ክኸውን ከሎ፡ ኣብ ካልኦት ግዝኣታት ኣመሪካን ኣብ ኤውሮጳን`ውን መጽሓፉ ከመርቕ መደብ ከምዘለዎ ታደሰ ዑቕባዝጊ (ኣመሪካ) ኣመላኺቱ`ሎ። ቪኦኤ ኣብ`ቲ ናይ ምረቓ ምሸት ተረኺቡ፡ ርእይቶታት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበባውያንን ተሳተፍትን ኣዘራሪቡ`ሎ፡