ስነ ጥበባዊ ስርሓት ድምጻውን ሙዚቀኛን መንግስተኣብ ገብረገርጊሽ(ተጋይሸ)

ድምጻውን ሙዚቀኛን መንግስተኣብ ገብረገርጊሽ(ተጋይሸ)

ብዝተፈላለዩ ቋንቃታት ናይ ኤርትራ ዝደርፍን ሰለስተ ዓይነታት መሳርሒ ሙዚቃታትን ዝጻወት መንእሰይ ስነጥበባዊ’ዩ።ብቋንቋታት ትግርኛን ኩናማን ብዝሰርሖም ስርሓቱ ዝያዳ ይፍለጥ።

ናይ መብዛሕቱ ስርሓቱ ዜማን ግጥምን ባዕሉ ዝገበሮ ኮይኑ ፥ንገለ ደረፍት’ውን ግጥምን ዜማን ኣበርኪቱ’ኡ።እታ ናይ ፈለማ ስርሓቱ ዝኾነት "ተጋይሸ” እትብል ንጽል ደርፉ ከኣ ምስ ሰብ ዘላለየቶን ብካልኦት ደረፍቲ ብምድራፋ ኣብ እዋኑ ከም መዛረቢ ኣርእስቲ ኮና ኔራ።

መንግስተኣብ ገ/ገርጊሽ ናብ ስነ ጥበብ ብኸመይ ከምዝኣተው ብምግላጽ ናይ ሎሚ መደብ ይጅምር።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ስነ ጥበባዊ ስርሓት ድምጻውን ሙዚቀኛን መንግስተኣብ ገብረገርጊሽ(ተጋይሸ)