ስነ-ጥበብ፡- ሙሉጌታ መንግስተኣብ(ቡጂ) ንኣብራር ዑስማን የመስግን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

`ሃለው` ህብብቲ ደርፊ`ያ። ኣብራር ዑስማን ዓቕሚ ድምጹ ካብ ዘመስከረለን ብዙሓት ዜማታት ሓንቲ`ያ። ኣባል ፖሊስ ባንድ ኤርትራ መንእሰይ ሙሉጌታ መንግስተኣብ፡ ብዳይሬክተር ማይናስ ተሰንዩ፡ ብዘደንቕ ድምጽን ቅላጼን ከምዝደገማ ብዙሓት ይሰማምዑ። ብዛዕባ`ታ ደርፍን፡ ንኣብራር ዑስማን ከመስግንን ኣብ`ዚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ቀሪቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ስነ-ጥበብ፡- ሙሉጌታ መንግስተኣብ(ቡጂ) ንኣብራር ዑስማን የመስግን