ስርሓት ማሕበር ልምዓት ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ማሕበር ልምዓት ትግራይ፡ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ፡ ኣብ በበይኑ መድረኻት ንሕብረተሰብ ክልል ትግራይ ሓገዛት ክገብር ጸኒሑን ኣሎን። እዚ ማሕበር፡ ምስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዂናት ስዒቡ ዝመጸ ዕጽዋን ካልእ ስእነት መሰረታዊ ቀረባትን’ውን ኣብ ምቅላል’ውን ፍሉይ መደባት ሓንጺጹ ይሰርሕ ኣሎ።