ስሩዕ ዋዕላ ሕ/ኣፍሪቃ ንስደት ካብ ሱሩ ንምምሓው ምስምማዑ ገሊጹ

መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ንስደት ካብ ሱሩ ንምምሓው ተሰማሚዕና ኣለና ኢሎም።

ስደት ካብቶም ብቐዳምነት ዝተሰርዑ ጸገማት’ታ ኣህጉር ምዃኑ’ውን ተነጺሩ’ሎ።

እቲ ዋዕላ ካልኦት ውሳነታት’ውን ኣሕሊፉ’ሎ።

ናይ ሎሚ ዓመት ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ዓመተ ስደተኛታት፡ ተመለስትን ውሽጣዊ ተመዛበልትን ብዝብል መሪሕ ቃል’ዩ ተቓኒዑ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ስሩዕ ዋዕላ ሕ/ኣፍሪቃ ንስደት ካብ ሱሩ ንምምሓው ምስምማዑ ገሊጹ