ዋሽንግተን —
ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ፡ ኣባላት ኮሚኒቲ ኤርትራውያን ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዙርያ-ጠረጴዛ ተራኺቦም ኔሮም።
ብዛዕባ ኮሚኒታዊ ንጥፈታቶም፡ ብዛዕባ ግቡእ መዕበያ ደቃቶምን ኣብ ትምህርቶም ዕዉታት ኮይኖም ካብ`ቲ እቲ ኸባቢ ዝፍለጠሉ `ስሊከን ቫሊ` ዝብሃል ዓበይቲ ኩባንያታት-ቴክኖሎጂ ዝርከብዎ ከባቢ፡ ተረባሕቲ ኣብ ምዃን ዘለዎም ብድሆታትን ኣልዒሎም ዘትዮም ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሲቪክ ማእከል ማሕበረኮም ኤርትራዊያን ኦክላንድ ካሊፎርንያ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ (1ይ ክፋል)