ሲቪላዊ ምምሕዳር ብምጥላብ ኣብ ዝተካየደ ተቓውሞ ሱዳን 5 ሰባት ሞይቶም

Your browser doesn’t support HTML5

ማሕበር ሓካይም ሱዳን ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ኣብ መላእ ሱዳን ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ሓሙሽተ ሰባት ምሟቶምን ካልኦት ብዙሓት ምቁሳሎም ሓቢሩ’ሎ።ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናዊያን ሲቪላዊ መንግስቲ ክምስረት ብምጥላብ ትማሊ ሰንበት ኣብ መላእ’ታ ሃገር ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም ኣለው።