ሱዳን፡ ክፍለ ግዝኣት ኣጥባራ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሱዳን ክፍለ ግዝኣት ኣጥባራ ኣብታ ሃገር ዝረአ ዘሎ ናህሪ ዋጋታት ብምቕዋም ትማሊ ረቡዕን ሎሚ ሓሙስን ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ህንጻ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር’ታ ክፍለ ግዝኣት ከምኡ’ውን ኣብ ኣብ ኣፍደገ’ቲ ምምሕዳር ዝነበረ መኻይን ብምቕጻሎምን ናይ ህጹጽ እዋን ተአዊጁ’ሎ።