ሱዳን: ኣብ ፈለግ ኒል ዝጠሓለት መርከብ 20 ተማሃሮ ሞይቶም

Your browser doesn’t support HTML5

እቶም ተማሃሮ ናብ ኣል ቡሃርያ ዝተባህለ ከባቢ ዝርከብ ቤት ትምህርቶም ይኸዱ ከምዝነበሩ ተፈሊጡ'ሎ። ጠንቂ ቲ ሓደጋ ኣብ ሞተር ታ ጀልባ ብዘጋጠመ ጸገም ምዃኑ : ኣብታ ጀልባ 41 ተማሃሮ ተሳፊሮም ከምዝነበሩን 20 ካብኦም ጥሒሎም ምሟቶም ተገሊጹ'ሎ።