ሱዳን፡ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ሰራዊት ኮፍ ብምባል ዝጀምረ ተቓውሞ ዜጋታት ሎሚ’ውን ቀጺሉ’ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

ሎሚ ረቡዕ ሰራዊት’ታ ሃገር ንዝበዝሓ ክፋል ከተማ ካርቱም ከምዝተቆጻጸሩን ኣብ መንጎ ወታሃደራት፡ኣዘዝቲን ሰልፈኛታትን ጽቡቕ ምትሕብባር ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንዝረኸብዎ ምስሊ ብምጥቃስ ሓቢሩ’ሎ።