ዋሽንግተን —
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓባት ኣብዚ ሰሙን ሰራዊት ኢትዮጵያ ዶብ ሰጊሮም ናብ መሬተይ ኣትዮም ክትብል ሱዳን ከሲሳ።
ብኻልእ ወገን፡ ሱዳን ኣምባሳደራ ካብ ኢትዮጵያ ንምኽክር ብዝብል ከምዝጸዋዓቶ ኣፍሊጣ`ላ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሱዳን: ኣምባሳደራ ካብ ኢትዮጵያ ምጽውዓ ኣፍሊጣ