ዋሽንግተን —
ሱዳን፣ ወትሃደራዊ ነፋሪት ኢትዮጵያ ናብ ናይ ኣየር ግዝኣተይ ኣትያ ኢላ ንጎረቤታ ድሕሪ ምኽሳሳ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሰንኪ ምስሕሓብ ዶብ ዝተበገሰ ውጥረት ንሂሩ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሱዳን: ኢትዮጵያ ንዘሎ ውጥረት ተጓሃህር አላ ክትብል ትኸስስ