ቪድዮ ሱዳን፡ ተቓውሞ ዜጋታት ሎሚ’ውን ቐጺሉ’ሎ ሚያዝያ 15, 2019 Your browser doesn’t support HTML5 ሰልፈኛታት ሱዳን ሎሚ ሶኑይ ነቲ ኣብ ኣፍደገ ዋና ቤት ጽሕፈት ሚንስትሪ ምክልኻል ዘካይድዎ ኮፍ ናይ ምባል ተቓውሞ ንምብታን ዝፈተኑ ወታሃደራዊ ሓይሊ ምዕጋቶም ተገሊጹ።