ሱዳን: ስድራ ግዳያት ተቓውሞ ሰነ 2019 ንፍትሒ ይጽውዑ

ናይ ሱዳን መርመርቲ ኣብ ሰነ 2019 ኣብ ልዕሊ ንዲሞክራሲ ዝድግፉ ናይ ተቓውሞ ሰልፈኛታት ዝተወስደ ከቢድ ስጉምቲ ብዝምልከት ንላዕለዎት ወታሃደራዊ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ሉአላዊነት ሓቲቶምዎም። ንመሰላት ዝሕለቑን ስድራ ግዳያትን ግን እቶም ጀነራላት ናብ ፍርዲ ክቐርቡ እንተኾይኖም ይጠራጠሩ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ሱዳን: ስድራ ግዳያት ተቓውሞ ሰነ 2019 ንፍትሒ ይጽውዑ