ዋሽንግተን —
ናይ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሱዳን ንመሰላትን ናጽነትን ህዝቢ ንምስጓም ምስ ጉጅልኡ ንምስራሕ ዘርኣየቶ ምትሕብባር ብሓጎስ ተቀቢልዎ'ሎ።
ኣብቲ መንግስቲ ብቀዳምነት ክሰርዖ ሓይለ ቀንዲ ጉዳያት ትኹረት ንምግባር ከምዝሰርሕ'ውን ኣፍሊጡ'ሎ።
እዚ ኸአ ምሕያል ልዕልነት ሕጊ: ህውከትን ኣድልዎን ምግታእ: ምሕያል ማዕርነት ዝሓውን'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሱዳን: መርገጺታት ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ዝመሰረቱ መንግስቲ ንምህናጽ ተሰማሚዓ