ሱዳናዊያን፡ ሲቪላዊ ምምሕዳር ብምጥላብ ዘካይድዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ቀጺሎም ኣለው
Your browser doesn’t support HTML5
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናዊያን ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ’ታ ሃገር ሲቪላዊ ምምሕዳር ክምስርት ብምጽዋዕ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ጎደናታት’ታ ብምውጻእ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም።እዚ ተቓውሞ እቲ ሓድሽ መሪሕነት ንክልተ ኣሕዋት ፕረዚደንት ኣል በሽር ብክሲ ብልሽውና ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታው ኣብ ዝገልጸሉ እዋን’ዩ።