ሰናይት መስፍን፥ ደራሲት መጽሓፍ ምኽሪ ሓደስቲ መጻእቲ ኣመሪካ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ሰናይት መስፍን፥ ደራሲት መጽሓፍ ምኽሪ ሓደስቲ መጻእቲ ኣመሪካ

ሰናይት መስፍን ፒቺጋሎ ትብሃል። ኣብ ካሊፎርንያ ምስ በዓል ቤታን ሰለስተ ደቃን ትነብር። ኣብ ቻይና ናይ እንግሊዝኛ መምህር ኮይና ሰሪሓ።

ኣብ 2007 ናብ ኣመሪካ ድሕሪ ምምጽኣ ካብ ዘሕለፈቶ ተመክሮ ተበጊሳ "You're in America:Now What? " ዘርእስታ፥ ሓደስቲ ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ ኮነ ኣብ ካልኦት ሃገራት ወጻኢ ብኸመይ ክውሃሃዱን ሕጉስ ናብራ ከሕልፉን ይኽእሉ ዝብል ምኽርታት ዝሓዘት መጽሓፍ ዘርጊሓ'ላ።

ንተወሳኺ ሓበሬታን ምኽርን ምስ ሰናይት ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ሰናይት መስፍን፥ ደራሲት መጽሓፍ ምኽሪ ሓደስቲ መጻእቲ ኣመሪካ