ሰናይት መስፍን፥ ደራሲት መጽሓፍ መኽሪ ሓደስቲ መጻእቲ ኣመሪካ(2ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ሰናይት መስፍን ፒቺጋሎ ትብሃል። ኣብ 2007 ናብ ኣመሪካ ድሕሪ ምምጽኣ ካብ ዘሕለፈቶ ተመክሮ ተበጊሳ "You're in America:Now What? " ዘርእስታ፥ ሓደስቲ ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ ኮነ ኣብ ካልኦት ሃገራት ወጻኢ ብኸመይ ክውሃሃዱን ሕጉስ ናብራ ከሕልፉን ይኽእሉ ዝብል መኽርታት ዝሓዘት መጽሓፍ ዘርጊሓ'ላ። ንተወሳኺ ሓበረታን መኽርን ምስ ሰናይት ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ብኽብረትኩም ተኸታተሉ፥