ሰናይት መስፍን፥ ደራሲት መጽሓፍ መኽሪ ሓደስቲ መጻእቲ ኣመሪካ(1ይ ክፋል)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ሰናይት መስፍን ፒቺጋሎ ትብሃል። ኣብ ካሊፎርንያ ምስ በዓል ቤታን 3ተ ደቃን ትነብር።ኣብ 2007 ናብ ኣመሪካ ድሕሪ ምምጽኣ ካብ ዘሕለፈቶ ተመክሮ ተበጊሳ "You're in America:Now What? " ዘርእስታ፥ ሓደስቲ ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ ኮነ ኣብ ካልኦት ሃገራት ወጻኢ ብኸመይ ክውሃሃዱን ሕጉስ ናብራ ከሕልፉን ይኽእሉ ዝብል መኽርታት ዝሓዘት መጽሓፍ ዘርጊሓ'ላ።