ሰናይ ተግባር -- ድሕሪ መሪር ተመኵሮ

Your browser doesn’t support HTML5

14 ሰነ ዓለምለኸ መዓልቲ ልግሲ ደም’ዩ። ነዚ ኣጋጣሚ ምርኵስ ብምግባር፡ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ማሕበር ለገስቲ ደም ኤርትራ’ውን ንወሃብቲ ደም ዘተባብዕን ንኣገዳስነት ልግዲ ደም ዘብርህን ጻውዒት ገይሮም ነይሮም። ኣብ ወለንታዊ ምልጋስ ደም እትነጥፍ ኣብነታዊት ስድራ ኣዘራሪብና ኣለና።