መቐለ —
ብላዛ ራያ ትግርኛ ዝልለየ ሰነጥበባዊ መንገሻ ረዳኢ ኣምባሳዳር ባህሊ ትግራይ ዝብል መዓርግ ሽልማት ተዋሂብዎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ስነጥበባዊ መንገሻ ረዳኢ ኣምባሳዳር ባህሊ ትግራይ ሽልማት ተዋሂብዎ
እዚ መዓርግ ዝተውሃቦ ነቲ ስነ ጥበባዊ ኣፍልጦ ንምሃብ ኣብ መቐለ ኣብ ዝተሰናድአ መድረኽ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሰነጥበባዊ መንገሻ ረዳኢ ኣምባሳዳር ባህሊ ትግራይ ሽልማት ተዋሂብዎ