ሰብ-ሞያ ጥዕና ትግራይ መፃብቦ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሰብ-ሞያ ጥዕና ንዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ መሃየኦም ኣይተኸፍሎምን። እዚ ምስ ሕፅረት መሰረታዊ ቀረባት ተጋዲዱ ከመይ’ኮን ይዋፅኡ ይህሉዉ?
Your browser doesn’t support HTML5