ዋሽንግተን —
ቱርኪ ብሰንኪ ዝንህር ዘሎ ህውከትን ዝብእስ ዘሎ ቁጠባዊ ኩነታትን ብሃገራዊ ተቓውሞ ሰብ-ሞያ ሕክምና ትሕመስ አላ።
ኣብታ ሃገር ተራእዩ ብዘይፈልጥ ሰብ-ሞያ ሕክምና ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንምስራሕ ናይ ውሽጢ ሃገር ስርሖም ራሕሪሖም ይኸዱ'ለዉ። እዚ ኸኣ ንሓደ ካብ ዓበይቲ ዓወታት ፕረዚደንት ረጂፕ ተይብ ኤርዶዋን ዝኾነ ኣድማሳዊ ስርዓተ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ኣብ ስግኣት ኣውዲቅዎ'ሎ።
se