ሰብ መዚ ዓይደር ሆስፒታል ብሰንኪ ሕጽረት መሳለጥያ ሕሙማት ይሞቱ ምህላዎም ይገልጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንኪ መሰረታዊ ሕጽረታት ሰራሑ ደው ከም ዘበለ ኣብ ቀረባ እዋን ዝገለጸ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር፡ ኣብቲ ዝህቦ ዘሎ ኣዝዩ ንኡስ ኣገልግሎት’ውን ገና ኣብ ኢድ ሓካይም ሕሙማት ይመትዎ ከም ዘለዉ ሰብ-መዚ እቲ መወከሲ ሆስፒታል ይገልጹ።