ሰባት መግቢ ምብሳል ቕድሚ 170,000 ዓመታት ምጅማሮም ተመራመርቲ ኣፍሊጦም
Your browser doesn’t support HTML5
ተመራመርቲ እዘን ሰለስተ ዩኒቨርሲቲታት እስራኤል ምስ ካልኦት ትካላት ብምትሕብባር ዘካየድዎ መጽናዕቲ ሰባት ምብሳል መግቢ ቕድሚ 600,000 ዓመታት ዝጀምረ ምዃኑ ዝሕብር መርትዖ ምርካቦም ይገልጹ።
Your browser doesn’t support HTML5