2,500 ሰራዊት (ደምህት) ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም

Your browser doesn’t support HTML5

ብመሰረት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ፃውዒት ልዕሊ 2,500 ሰራዊት ዴሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ደምህት) ሎሚ ሶሉስ ዕጥቆም ፈቲሖም ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም። ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣስመራ ተበጊሶም ናብ ዘላምበሳ ይጓዓዙ ዝነበሩ ሰራዊት ዴምህት ኣብ ሰገንይቲ( ኤርትራ) ብዘጋጠሞም ሓደጋ መኪና ህይወት ኣርባዕተ ኣባላት ሰራዊት እቲ ምንቅስቓስ ሓሊፉ።