ሰልፊ ኤርትራዊያን ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን

ኣብ መቀለን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራዊያን፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ኹናት ንዝበልዎ ብሰላማዊ ሰልፊ ተቃውሞኦም ገሊጾም።

ብርክት ዝበሉ ኤርትራዊያን ነበርቲ መቀለን ከባቢአን ፣ ኣብ 6 ሕዳር 2013 ዓ/ም አብ ጎደናታት ከተማ መቀለ ብምዝውዋር ተቃውሞኦም ገሊጾም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሰልፊ ኤርትራዊያን ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን