ሰልፊ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ
Your browser doesn’t support HTML5
ሎሚ ኣብዚ ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ብቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቓወሙን ዝድገፉን ኢትዮጵያዊያን ኣብ ኣፍደገ ኢትዮጵያ ኤምባሲ ኣብ ኣሜሪካ ድምጾም ኣስሚዖም።
Your browser doesn’t support HTML5