ሰልፊ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢኣን

Your browser doesn’t support HTML5

ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ተረኺቦም ኣብ ልዕሊ ኣመንትን ቤተ ክርስትያን ዝበጽሕ ዘሎ ንዝበልዎ በደል ብሰልፊ ገሊጾም። መንግስቲ ድማ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዖም።