ሰላማዊ ሰልፊ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተኻየደ ኹናት ስዒቡ ኣብ ተወላዶ'ቲ ክልል ይበጽሕ ኣሎ ንዝበልዎ በደል ዝምልከት ድምጾም ዘስምዑ ሰልፈኛታት ሎሚ ሓሙስ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ከምኡ'ውን ኣብ ገለ ጎደናታት ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም