ዋሽንግተን —
ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝተወልዐ ኹናት ስለምንታይ ኣማራጺ ኾይኑ? ዕላምኡ እንታይ'ዩ? ናበይ ገጹ'ዩ ? ብኸመይ'ከ ክፍታሕ ኣለዎ ዝብል መዛረቢ ነጥብታት ሒዙ ፥ ንክልተ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ተወላዶ ክልል ትግራይ ኣዘራሪብና'ሎ።
ኣቶ መሓሪ ኣበራ ካብ ካናዳ ክኸውን ከሎ፥ ኣቶ ጌታቸው ገብረኪሮስ ካብ ኣመሪካ'ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶታት ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኩናት ክልል ትግራይ