ርእይቶ ጋዜጠኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ፕረስ

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ 2018 ናብ ናብ መዝነት ምስ መጹ ናፃ ሚዲያ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ቃል ኣትዮም ነይሮም።ምስ ሓይልታት ትግራይ ኲናት ምስተልዓለ ግን ብዙሓት ጋዜጠኛታት ምፍርራሕ፣ማእሰርቲን ካብታ ሃገር ምብራርን ከምዘጋጠሞም ተፀብፂቡ እዩ።