ርእይቶ ዝተፈላለዩ ወገናት ኣብ ውሳነ ምሕላፍ ተጸዋዕነት ትእምንት ንቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ተፀዋዕነቱ ንቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ክኸውን ውሳነ ምሕላፉ መዘራረቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ።

ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ወይዘሮ ልያ ካሳ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ ትእምት ተፀዋዕነቱ ናብቲ ቤት ምኽሪ ክኸውን ከምዝተወሰነ ተዛሪበን።

መተሓዳዳሪ ደንቢ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ንብረትነት እቲ ትካል ናይ ህዝቢ ትግራይ ብምዃኑ መሰረት ቦርድን ቤት ምኽሪን እቲ ትካል ብዘመሓላለፎ ውሳኔ መሰረት ተፀዋዕነት እቲ ትካል ንቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ክኸውን ምውሳኑ ምግላጽና ይዝከር።

ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ዝተፈላለዩ ወገናት ዝሃብዎ ርእይቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ዝተፈላለዩ ወገናት ኣብ ውሳነ ምሕላፍ ተጸዋዕነት ትእምንት ንቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ተፀዋዕነቱ ንቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ክኸወን ተወሲኑ