ዋሽንግተን —
እቲ ምልዓል እገዳታት ጽቡቕ እዩ ምኽንያቱ ከም ህዝቢ ከፋፊሉና ዝፀንሐ ፀሊም መጋረጃ ነይሩ ሕጂ ናብ ውሽጣዊ ሽግርና ክነድህብ ዕድል ስለዝህበና ዝበለ ካብ ደምበ ተቓውሞ ሰለሞን ገብረየሱስ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእይትኡ ሂቡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ ካብ ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምልዓል እገዳ