ርእይቶ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ኣብ ቐዳማይ ዓመት ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን20 ዓመታት ዝጸንሓ ውጥረት ብኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነት ካብ ዝዛዘም ሎሚ ሓምለ 9,2019 ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ’ሎ። ኤርትራዊያን ኢትዮጵያዊያን እዚ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኣብ ህይወቶም ዝገብሮ ጽልዋ ዝምልከት ርእይቶኦም ከምዚ ዝስዕብ ሂቦም ኣለው።