ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ`ዚ ስሙን`ዚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምብጋሱ ንገለ ደገፍቱ ናይ ጸጥታ ስኽፍታ ኣለና ብዝብል ባህ ኣየበለናን ይብሉ።
ካልኦት ድማ ፕረዚደንት ኢሳያስ ናብ ኢትዮጵያ ንኸይገይሽ ዝገብር ናይ ጸጥታ ጸገም የለን ይብሉ። ብክልተ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ንጡፋት ሰባት ዝተኻየደ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ ኤርትራዊያን ብዛዕባ መገሻ ፕረ. ኢሳያስ ናብ ኢትዮጵያ