ርእይቶ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

  • ገብረ ገብረመድህን

ኣይተ ገብረመድህን ገብረሚካኤል

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ 27 ኣባላት ዘጠቓለለ ካብኔ መስሪቱ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ። ፈተናትን ዕድላትን ከምኡ እውን ቀንዲ ዕማማትን ካልኦት ጉዳያትን ናይዚ ግዚያዊ ምምሕዳር ብዝምልከት ምስ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ፖለቲካዊ ሳይንስ ስትራተጂያዊ መፅናዕትታትን ዝኾነ ኣይተ ገብረመድህን ገብረሚካኤል ኣዘራሪብናዮ ኣለና፡ ንምክትታሉ ኣብዚ ሰዓቡ።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ርእይቶ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ