ርእይቶ ኣብ ከተማ መቐለ ተዓቑቦም ዘለው ተመዛበልቲ

ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ኩናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ መቀለ ቤ/ትምህርቲ ቅሳነት ተዓቂቦም ካብ ሞንጎ ዘለው ገሊኦም ብዛዕባ ዘጋጠሞም ፈተና ሎሚ ዘለውዎ ኩነታት፣ ህዝቢ'ታ ከተማ ዝገብረሎም ዘሎ ሓገዝን ጠሚቱ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ኣብ ከተማ መቐለ ተዓቑቦም ዘለው ተመዛበልቲ