ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ጉዳይ ሕጽረት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት

ከተማ መቐለ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ባንኪ:ኤሌክትሪክ: መጎዓዚያ: ስልክን ኢንተርኔትን ካብ ዝቋረፅ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ኮይኑ ኣሎ። ምቋራፅ እዚ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣብ ህዝቢ ዓብይ ፅልዋ ይፈጥር ከምዘሎ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይትኦም ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ መቐለ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ጉዳይ ሕጽረት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት