ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ ዓወት ሽልማት ኖበል ሰላም 2019

ንዓወት ሽልማት ኖቤል ሰላም 2019 ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ስዒቡ ነበርቲ መቐለ ርእይቶኦም ንድምጺ ኣሜሪካ ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ ዓወት ሽልማት ኖበል ሰላም 2019