መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኤለክትሪክን መብራህትን ካብ ዘቋርጽ ሓደ ሰሙን ኮይንዎ ኣሎ።
ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ ከምዝገለጽዎ ምቁራጽ መብራህትን ኤለክትሪክን፣ አብ ልዕሊ ናብረኦምን ስርሖምን ጽልዋ ከምዘሕደረ ሓቢሮም።
ኣብ'ዚ ጉዳይ'ዚ፣ ካብ በዓል ስልጣን ሓይሊ ኤለክትሪክ ኢትዮጵያ ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ጻዕሪ ኣይሰለጠን።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ ምቑራጽ ሓይሊ ኤሌትሪክ