ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ መበል 11 ጉባኤ ኢህወዲግ

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ኣዋሳ ዝተዛዘመ ጉባኤ ኢህወደግ፡ንውሳነታቱን ኣካይድኡን ዝምልከት ንገለ ነበርቲ መቐለ ባህ ኣየበለን። ገሊኦም ዝተጸበናዮ ውሳነታት ኣየሕለፈን ክብሉ ከለዉ፡ ዶ/ር ደብረጽየን ኣብ`ቲ ውድድር ክሳተፍ ኣይነበሮን ይብሉ።

ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ካብ 177 ኣባላት ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ 176 ድምፂ ብምርካብ ብዝለዓለ ድምፂ ክምረጽ ከሎ፡ ኣቶ ደመቀ መኮነን 149 ድምፂ ብምርካብ ምኽትል ኣቦ መንበር ኮይኑ`ሎ፡ ንምኽትል ኣቦ-መንበር ዝተጠቆመ ኣቦ-መንበር ሕወሓት ዶ/ር ደብረጽየን ድማ15 ድምጺ ረኺቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ መበል 11 ጉባኤ ኢህወዲግ