ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ንቀዳማይ መድረኽ ምምላእ ግድብ ህዳሴ

ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛሙ መንግስቲ'ታ ሃገር ኣፍሊጡ እዩ: ኣብዚ ጉዳይ ንገለ ነበርቲ ከተማ መቐለ ርእይቶ ሓቲትና ኣለና::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ንቀዳማይ መድረኽ ምምላእ ግድብ ህዳሴ