ዋሽንግተን —
ኤርትራውያን ነበርቲ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣመሪካ፥ ኣብቲ ብኢትዮጵያውያን ዝተጸውዐ፡ ንጣልቃ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝበልዎ ዝቃወም ሰልፍታት ክሳተፉ ቀንዮም ኣለዉ። ኣቐድም ኣቢሉ ኣመሪካ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ግጭት ትግራይ ምስታፉ እሙን ሓበረታ ኣለኒ ምባላ ዝዝከር ኮይኑ፡ እዞም ኤርትራውያን ግን እቲ ሓቀኛ ስእሊ ካልእ'ዩ ይብሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ ብኢትዮጵያዊያን ዝተጸውዐ ሰልፊ ዝተሳተፉ ኤርትራዊያን