ርእይቶ ምሁራን ኣብ ጉዳይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምልቃቅ እሱራት
Your browser doesn’t support HTML5
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 60 ተኸሰስቲ ክሶም ተቋሪፁ ብምሕረት ክልቀቑ ምውሳኑ ስዒቡ ምሁራን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ርእይቶ ሂቦም ኣለው::
Your browser doesn’t support HTML5