ባህርዳር —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፡ ዝተኻየደ ሹመት ምሃብን ካብ ስልጣን ምውራድን ስልጣን ምቅይያርን ብዝምልከት እኹልን ብቑዕን መብርሂ ከምዘድሊ ምህራት`ቲ ክልል ኣዘኻኺሮም። ብኻልእ ወገን ፕረዚደንት መምርሒ ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ኮይኖም ብቀ/ሚ ዝተሸሙ ኣቶ ዮሃንስ ቧያለው ነቲ ሹመት ከምዘይተቐበልዎ ገሊጾም ኣለዉ።
ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ሓያለ ስጉምትታትን ምቅይያራትን ስልጣንን ካብ ዝተኻየደለን ክልላት ክልል ኣምሓራ ብቀዳምነት ከምዝስራዕ ይፍለጥ።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ ምሁራት ኣብ ምምቕራሕ መዝነት ክልል ኣምሓራ