ኣስመራ —
ኣብ ኤርትራ ባህላዊ ምርኢታት ከካይዱ ዝቐነዩ ኣባላት ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ትማሊ ሰሉስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣለዉ። እታ ጉጅለ ኣብ ባጽዕ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን፡ ምስታ ጉጅለ ባህሊ ክንቀሳቐስ ዝቐነየ ወኪልና ብርሃነ በርሀ፡ ንክልተ ነበርቲ ባጽዕ ርእይትኦም ሓቲትዎም ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ መንእሰያት ከተማ ምጽዋዕ ኣብ ምርኢት ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ